Accessibility links

Breaking News

ሓበሬታ ኣብ ቻርለስ ሲኮብውህ


ቻርለስ ሲኮብውህ ኣብ ሩዋንዳ ከባቢያዊ ኣመሓዳሪ ዝነበረ ነቲ ኣብ 1994 ዝተኻየደ ምጥፋእ ዓሌት ኢድ ዝነቦሮ እዩ ተባሂሉ ይድለ አሎ ክብል እቲ ርእሰ ዓንቀጽ ሓተትኡ ይጅምር ።

ኣብ'ቲ እዋን ኣብ ምምሕዳር ኪቡየ እትርከብ ጣብያ ጄሽታህ አማሓዳሪ ዝነበረ ሲኮብውህ ነቲ ጨፍጫፍ ፈሪሑ ይሃድም ዝነበረ ህዝቢ ምልሻታትን ሃገራውያን ፖሊሳትን እናሰዓቡ ዝጥቅዕዎም ዝነበሩ እቲ ቀንዲ ተዋሳኢ ብምንባሩን ኣብ ቤተክርስቲያን ዘዕቆቡ ቱስቲያውያን ኢዱ ብዝሓወሰሉ ጨፍጫፍ እዩ ይብል።

ንኸምዚኦም ዝበሉ ገበናት ዝምርምር ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ንናይሩዋንዳ ዝከታተል በቲ ሓዱሽ ሽሙ ዓለም ለኸ ቤት ፍርድቤት ፍታሕ ወሃቢ ፍጻመታትን ገበንን ሲኮብውህቦህ በቲ ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ዘርኢ ምጥፋእ ገበነኛ ብምኻኑ ተኣሲሩ ናብ ሕጊ ክቀ፟ርብ ኣዚዙ ይብል።

እቲ ርእሰ ዓንቀጽ ኣስዒቡ ዩናይትድ ስቴትስ ምስ ዝተፈላ ኣመሓደርቲ ሃገራት፣ ውድብ ሑብራት ሓገራትን ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ብምትሕብባር ሲኮብውህቦህን ከምኡ ዝበሉ ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምውዓል ይሰርሕ።

እዚ ንምስኻዕ ድማ ዩናይትድ ስቴትስ ሲኮብ ውህቦህ ዝረኣየ ወይውን ዘለሉ ቦታ ንዝሓበረ ስጋብ ሓሙሽተ ሚልየን ዶላር ሽልማት ከምዝህብ እቲ ርዕሰ ዓንቀጽ ይሕትት ።

ባዕልኹም ወይውን እትፈልጥዎ ሰብ ንምንቅስቃ፟ስ ሲኮብውህቦህ ወይውን ንዝነብረሉ ኸባቢ ዝፈልጥ በዞም ዝስዕቡ መገድታት ሓበሬታ ክህብ ይላቦ።

ኣብ ጥቃ፟ኹም ናብ ዝርክርብ ኤምባሲ ወይውን ቆንስላ ዩናይትድ ስቴትስ መርበብ ሓበሬታ ተጠቂ፟ምኩም ንዞባዊ ጸጥታን እቲ ኸባቢ ምርካብ ከም እትኸሉ ።

ከምኡ'ውን U.S.war crimes rewards program at WCRP@stat.gov ወይድማ ብwhatsApp ቁጽሪ 1(202) 975 ,5468

ኣብ ገጽ Face Book ,WWW.Face book .com/crime reward program

ኣብ Twitter.com/war crime rewards

ምስልታት ፎቶ ግራፍ እቲ ተደላይ ገበነኛ ምራኣይ ትኸእሉ።ኣብኩሎም ዝተረኽቡ ሓበሬታታት ምርመራ ይካየድ።

መንነት ወሃብቲ ሓበሬታ ብጥንቃቅ፟ ከምዝተሓዝ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG