Accessibility links

Breaking News

ርእሰ ዓንቀጽ ኣብ ጉዳይ ቤላሩስ


ናይ ነዊሕ እዋን ፕሬዝዳንት ቤላሩስ ኮይኖም ካብ 1994 ጀሚሮም ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ። ኣብቲ ነሓሰ 9 ዝተኻየደ መረጻ ዓብዪ ዓዎት ከምዝረኸቡ ምግላጾም ስዒቡ ብውጽኢት እቲ መረጻ ዘይሰማምዑ ብኣማኢት ኣሻሓት ዝቁ፟ጸሩ ሰባት ተቃ፟ውሞኦም ይገልጹ ኣለዉ ክብል እዩ እቲ ርእሰ ዓንቀጽ ሓተትኡ ዝጀመረ።

ይኹን እምበር ብሓይልታት መንግስቲ ጭካነ ብዝተሓውሶ መውቃዕትን ማዕሰርትን ክብትንዎም ፈቲኖም እዮም። በዚ ድማ ኣባላት ተቃወምቲ ፓርትታት፣ ጋዜጠኛታትን ሰልፈኛታትን ዝቆሰሉን ዝተኣሰሩን ኮይኑ እንተወሓደ 4 ሰልፈኛታት ሞይቶም እዮም ይብል።

ድሕሪ እቲ መረጻ ክልተ ቤላሩስ ምራሕቲ ተቃ፟ወምቲ ፓርቲ ካብታ ሃገር ሃዲሞም ። እታ ሓንቲ ተናሓናሒት ንፕሬዝዳንታዊ መረጻ ዝነበረት ሲቪያትላናህን ተስካኖህያህ ፣ ፖለቲካዊ ብሎገር ሰብኣያ ድሕሪ ምእሳሩ እዩ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ቤላሩስ ተቃ፟ውሞታቶም የካይዱ ኣለዉ።ልዕሊ 100,000 ዝኾኑ ሰልፈኛታት ኣብ ርእሰ ከተማ ሚኒስክ ወጺኦም 'ዮም። እዚ ድማ ኣብ ቤላሩስ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዘሎ እዩ።

መብዛሕትኦም እቶም ሰልፈኛታት ምስ ''The women in white ‘’ ዝብል ወፍሪ ዝሓበሩ ኮይኖም ነቲ ኣብ ትሕቲፖሊስ ዝወዓለ ባዓልቤታ ክፍታሕ ይጽውዑ

ጻዕዳ ዝተኸደና ደቂኣንስትዮ ኣብ ኢደን ዕምበባ ዘይፈለየን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙ ኣብ ሚነሰክ ክረኣያ ጀሚረን እየን ። ተመሳሰልቲ ሰልፈኛታት ኣብ ጀርመ፣ ፖላንድ፣ ቤልጂየም፣ ዩክሬንን ራሻን እውን ይረኣያ ኣለዋ ይብል እቲ ርእሰ ዓንቀጽ ።

እዚ ውጽኢ እቲ መረጻ ዘይምቅ፟ባሎም ዘርኢ ግልጺ ግብረመልሲ ቤለሩሳዊያን እዩ።እቲ ንልዕሊ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ኣብስልጣን ዝጸንሑ ኣሌክሳንደር ሉካሼንካ

ዘይሃብዎ ዕድል እዩ ዝሓትት ዘሎ።ማሕበረሰብ ዓለም'ውን ንድምጺ ቤለሩሳውያን ሰሚዑ'ዩ። ብዴሞክራሲያዊ መንገዲ ድማ ምስ ኦም ደው ይብል ።

ዩናይትድ ስቴትስን መራሕቲ ኣውሮጳን'ውን ኣብ መረጽ ቤላሩስ ልዑል ጠመተ ብምግባር ነጻን ፍትሓውን ከምዘይነበረ ፣ብኣንጻሩ መንግስቲ ሰልፈኛታትን፣ ጋዜጠኛታትን ፣ ብምእሳር የሳቅ፟ዮም ከምዘሎን ኢንተርኔት እታ ሃገር እውን ከምዝዓጽዎ ተፈሊጡ ኣሎ።

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ፓምፔዮ ናብ ፖላንድ ኣብዝገበርዎ

ዑደት ከምዝበልዎ፤ እቲ ቀንዲ ሓባራዊ ዕላማ ህዝቢ ቤላሩስ ሉኣላውነቱን ነጻነቱን ክረክብ ምሕጋዝ፣ ከምኡውን ሰልፈኛታት ዝሓትዎም ሕቶታት መልሲ ክረኽቡ ምትብባዕ 'ዩ። እዚ ህዝቢ ዝሓቶ ሓደ ቀሊል ነገር ኣሎ ኩሉ ሰባአዊ ፍጡር ክረኽቦን ክህልዎን ዝደልዮ መሰል ውሳነ ።ብሙኻኑ ንምምሕዳር ቤላሩስ ነቲ ሃዋህው ከስፍሖን ሲቪል ማሕበራት ብምስታፍ ነቲ ህዝቢ ቤላሩስ ዝሓቶ ከማልአሉ ነተባብዕ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG